ብሓባር ንስራሕ
ዓለባ ሳሬትያ እንተ ሓቢራሲ ኣንበሳ ይኣስር

ገንዘብ
ኣባና ኢንቬስት ይግበሩ
ብገንዘቦም ንዓና ብምድጋፍን ናይ ክብሪ ስፖንሰር ብምኳን ናይ ትምህርቲ ተበፃሕነት ክተቅርቡ ትኽእሉ ኢኹም! ንዑ! ሓቢርና ንስራሕ!

ፍልጠት
ብፍልጠቶም ይደግፉና
ብትምህርቶም በርቲዖም ፍልጠት ከወፍዩ ይደልዩዶ? ዝተምሃርዎ ንሚልየናት ምምሕልላፍ ይደልዩዶ? ብዝተፈላለዩ ናይ ኢትዮጵያ ቋንቋታት ስለንምህር ኩል ግዘ እንተኾነ ናቶም ድጋፍ ንደሊ ኢና። ንዑ! ሓቢርና ንስራሕ!